ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንስፖርት ክለብ ኣጎልግሎ ዝዉዕል ፋይል ካብኔት በዓል 4 ተሳሓቢ ንምዕዳግ ክወዳደሩ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ንዝተጠቐሰ ኣቕሓ ዋጋ ካብ 21/12/2011 ክሳብ ዕለት 27/12/2011 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ጥቃ ኣጅብ ዝርከብ ናይ ስፖርት ክለብና ቤት ፅሕፈት ፕሮፎርማ ምሃብ ይካኣል

2 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 09 14 70 40 38 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s