https://tenders.milkta.com/ti/display/8238

ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንስፖርት ክለብ ኣጎልግሎ ዝዉዕል ፋይል ካብኔት በዓል 4 ተሳሓቢ ንምዕዳግ ክወዳደሩ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ንዝተጠቐሰ ኣቕሓ ዋጋ ካብ 21/12/2011 ክሳብ ዕለት 27/12/2011 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ጥቃ ኣጅብ ዝርከብ ናይ ስፖርት ክለብና ቤት ፅሕፈት ፕሮፎርማ ምሃብ ይካኣል

2 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 09 14 70 40 38 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል