ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ወረዳ ራያ ዓዞቦን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቁሑ ክጫረት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 24, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 መፍለይ ቲን ናምበር ዘለዎም
3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ
2 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
3ፕሮፈርማ ዕለት 24/12/2011 ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ኮይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ይኸዉን