https://tenders.milkta.com/ti/display/8232

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ወረዳ ራያ ዓዞቦን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቁሑ ክጫረት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 24, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መፍለይ ቲን ናምበር ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

2 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3ፕሮፈርማ ዕለት 24/12/2011 ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ኮይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ይኸዉን