ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግዲ;
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ;
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደቱ ትክእሉ ምካኑኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባ ብሽምዒ ብምዕሻግን ካብ ዕለት 09 /12/ 2011 ዓም ክሳ 14/ 12 /2011 ዓም ሰዓ 8:30 ምቅራብ ይከኣል
5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/ 12 /2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570