https://tenders.milkta.com/ti/display/8096

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግዲ;

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም  ;

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት  

4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደቱ ትክእሉ ምካኑኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባ ብሽምዒ ብምዕሻግን ካብ ዕለት 09 /12/ 2011 ዓም ክሳ 14/ 12 /2011 ዓም ሰዓ 8:30 ምቅራብ ይከኣል

5  እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/ 12 /2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570