ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ከተማ መቐለ ማ/ቤት ፍርዲ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንህንፃ ፅገና መሳርሒ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡