https://tenders.milkta.com/ti/display/7444

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ከተማ መቐለ ማ/ቤት ፍርዲ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንህንፃ ፅገና መሳርሒ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡