መስተካከሊ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ናይ ሞተር ሳይክል ሰፔር /መለዋወጢ ኣቅሑት ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ዝክፈት ዝነበረ ብምክንያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ንዕለት 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
መስተካከሊ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ናይ ሞተር ሳይክል ሰፔር /መለዋወጢ ኣቅሑት ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ዝክፈት ዝነበረ ብምክንያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ንዕለት 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0346-670078 ምድዋል ይከኣል፡፡