https://tenders.milkta.com/ti/display/7227

መስተካከሊ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ናይ ሞተር ሳይክል ሰፔር /መለዋወጢ ኣቅሑት ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ዝክፈት ዝነበረ ብምክንያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ንዕለት 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

መስተካከሊ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ናይ ሞተር ሳይክል ሰፔር /መለዋወጢ ኣቅሑት ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ዝክፈት ዝነበረ ብምክንያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ንዕለት 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0346-670078 ምድዋል ይከኣል፡፡