ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2011 10:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1  ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/05/2011ዓ/ም ዕለት ክሳብ 29/05/2011ዓ/ም

2 እዚፕሮፎርማ ዕለት 29/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:10 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s