https://tenders.milkta.com/ti/display/6067

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2011 10:10 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1  ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/05/2011ዓ/ም ዕለት ክሳብ 29/05/2011ዓ/ም

2 እዚፕሮፎርማ ዕለት 29/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:10 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤