ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓትን ገጠርን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ናብ ቁሸት ማይ ሂወት ዝወስድ 7ተ ኪሎ ሜትር ሓድሽ ፅርጊያ በቲ ዘፈር መቅረብቲ ብስርዓት መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2011 2:20 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምሕዳረን ብነፃ ካብ 10/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ምውሳድ ይክእሉ
2 እቲ ፕሮፎርማ 18/05/2011ዓ/ም ሰዓት 2:20 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 2:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-500600 ምድዋል ይከኣል