https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5876

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓትን ገጠርን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ናብ ቁሸት ማይ ሂወት ዝወስድ 7ተ ኪሎ ሜትር ሓድሽ ፅርጊያ በቲ ዘፈር መቅረብቲ ብስርዓት መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2011 02:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2011 02:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

1 ተወዳደርቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምሕዳረን ብነፃ ካብ 10/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ምውሳድ ይክእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ 18/05/2011ዓ/ም ሰዓት 2:20 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 2:30 ይክፈት

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-500600 ምድዋል ይከኣል