ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓቂ ንመዘናግዒ መምህራን ዘገልግል ሓደ ማዕፆን ክልተ መስኮትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 08/05/2011ዓ/ም

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ንግሆ ይኽፈት።

3 ዋጋ እቲ ጨረታ ብናይ ካልእ ዋጋ ተተርኢስካ ምቅራብ ኣይከኣልን።

4 እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

5 ዋጋ ጨረታን ንግዲ ፍቃድን ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክኣቱ ኣለዎ።

                                                   

ጨረታ መደብ

s