https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5834

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓቂ ንመዘናግዒ መምህራን ዘገልግል ሓደ ማዕፆን ክልተ መስኮትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 08/05/2011ዓ/ም

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ንግሆ ይኽፈት።

3 ዋጋ እቲ ጨረታ ብናይ ካልእ ዋጋ ተተርኢስካ ምቅራብ ኣይከኣልን።

4 እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

5 ዋጋ ጨረታን ንግዲ ፍቃድን ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክኣቱ ኣለዎ።