ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 10/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 10/05/2011ዓ/ም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኤጀንሲና ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s