https://tenders.milkta.com/ti/display/5830

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 10/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 10/05/2011ዓ/ም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኤጀንሲና ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል።