ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 09/05/201 ዓ/ም ሰዓት 11:30

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ጀሚሩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s