https://tenders.milkta.com/ti/display/5814

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 09/05/201 ዓ/ም ሰዓት 11:30

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ጀሚሩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል።