ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ፃውዒት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 25/04/2011 ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል።