https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5672

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ፃውዒት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2011 04:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 25/04/2011 ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል።