ኮሌጅና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካለና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርትን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም  ሰዓት 09:00

2 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402490  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s