https://tenders.milkta.com/ti/display/5614

ኮሌጅና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካለና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርትን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም  ሰዓት 09:00

2 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402490  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።