ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈለላዩ ንብረት( ኣንቲ ቫይረስ) ምድብ 1-ኣንቲ ቫይረስ (Anti-Virus) ብብርኪ ክልል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ንብረትን ናይ መኸበሪ ቢድ ቦንድ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይከኣል።
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይዕፀው። 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።