https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5477

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈለላዩ ንብረት( ኣንቲ ቫይረስ) ምድብ 1-ኣንቲ ቫይረስ (Anti-Virus) ብብርኪ ክልል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ዕዲጊት ሶፍትዌር/

1 ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ንብረትን ናይ መኸበሪ ቢድ ቦንድ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይዕፀው። 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።