ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።
2 እቲ ጨረታ 09/04/2011 ክሳብ 18/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0928-942332 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።