https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5461

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ሰነድ ጨረታ ካብ  ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

2 እቲ ጨረታ 09/04/2011 ክሳብ 18/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 19/04/2011ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0928-942332 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።