ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝተሰባበሩ ናይ ዴስክ (መቀመጢ ተምሃሮ) ሓፂን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ሰለዚ ክትገዝኡ እትደልዮ ተጫረቲ ነቲ ሓፂን ብኣካል ብምርኣይ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋ እትጨረትሉ ክተእትዉ ንሓትት ተጫረቲ ኣብ ናይ ካልእ ሰብ ጨረታ ተተርኢሱ ክወዳደር ኣይክእልን ጨረታ ዝወፀሉ ዕልት 15/ 08 /2010 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /08 /2010 ዓም ሰዓት 3:30 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕልት 19 /08 /2010 ሰዓት 4:00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914759036

ጨረታ መደብ

s