https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4438

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝተሰባበሩ ናይ ዴስክ (መቀመጢ ተምሃሮ) ሓፂን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2010 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2010 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ሰለዚ ክትገዝኡ እትደልዮ ተጫረቲ ነቲ ሓፂን ብኣካል ብምርኣይ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋ እትጨረትሉ ክተእትዉ ንሓትት ተጫረቲ ኣብ ናይ ካልእ ሰብ ጨረታ ተተርኢሱ ክወዳደር ኣይክእልን ጨረታ ዝወፀሉ ዕልት 15/ 08 /2010 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /08 /2010 ዓም ሰዓት 3:30 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕልት 19 /08 /2010 ሰዓት 4:00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914759036