ትካልና ሱር ኮንስተራክሽን ሃ/ዝ/ው/ማ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ናይ 2019 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ናይ 2018 ዓ/ም ብበዓል ሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2019 (4 መዓልቲ ገይሩ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ዓላማ ጨረታ: ሱር ኮንስተራክሽን (ኣብርሃ ካስትል ሆቴል) ናይ 2018 ዓ.ም መዝገብ ሒሳብ ዘስርሕ ብቑዕ ናይ ሒሳብ ክኢላ / በዓል ሞያ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
* ዘድልዩ መስፈርቲ: ኣብቲ ሞያ ዝተወደበ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ሰነዶም ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይኽእሉ።
* መቕረቢ ዕለትን ቦታን: ጨረታ ካብ 18/02/2019 ዓ.ም ክ

ምልክታ ጨረታ ንዝተፈቀደሉ ክኢላ ሒሳብ

ትካልና ሱር ኮንስተራክሽን ሃ/ዝ/ው/ማ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ናይ 2019 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ናይ 2018 ዓ/ም ብበዓል ሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተኣሸገ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ ::

ጨረታ ዝቀርበሉ ግዜ ካብ 18/02/2019 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2019ዓ/ም ቦታ አብ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ሒሳብ ክፍሊ ወይም ኣብ ጋሻ ተቀባሊ /reception/ ተቅርቡ ምካንኩም ኣናገለፅና ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 21/02/2026 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትቅርቡ ምካንኩምነፍልጥ ::

ትካልና ናይ ጨረታ ምሰራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ ::

ምስ ሰላምታ

ጨረታ መደብ