https://tenders.milkta.com/ti/display/20823

ትካልና ሱር ኮንስተራክሽን ሃ/ዝ/ው/ማ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ናይ 2019 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ናይ 2018 ዓ/ም ብበዓል ሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2019 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ምልክታ ጨረታ ንዝተፈቀደሉ ክኢላ ሒሳብ

ትካልና ሱር ኮንስተራክሽን ሃ/ዝ/ው/ማ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ናይ 2019 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ናይ 2018 ዓ/ም ብበዓል ሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተኣሸገ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ ::

ጨረታ ዝቀርበሉ ግዜ ካብ 18/02/2019 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2019ዓ/ም ቦታ አብ ኣብርሃ ካስትል ሆቴል ሒሳብ ክፍሊ ወይም ኣብ ጋሻ ተቀባሊ /reception/ ተቅርቡ ምካንኩም ኣናገለፅና ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 21/02/2026 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትቅርቡ ምካንኩምነፍልጥ ::

ትካልና ናይ ጨረታ ምሰራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ ::

ምስ ሰላምታ