ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2019 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 11, 2019
posted:25 መዓልቲ ገይሩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
• ቤት ትምህርቲ ኣድቬንቲስት ንተምሃሮ ዝኸውን ናይ መጓዓዝያ (ሰርቪስ) ኣገልግሎት ንምሃብ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ ከካረይ ይደሊ።
• ዝድለዩ ዓይነታትን ዓቐንን ተሽከርከርቲ፡ ኣውቶቡስ (60-63 ሰብ)፣ ቅጥቅጥ ባስ (24-40 ሰብ)፣ ኤሌክትሪክ ሚኒባስ (12-18 ሰብ)፣ ኮስተር (24-30 ሰብ) ከምኡ’ውን ኤሌክትሪክ ባስ (24-30 ሰብ) እዮም።
• እቲ ኣገልግሎት ንወርሒ ን22 ናይ ትምህርቲ መዓልታት ዝወሃብ እዩ።
• ድሌት ዘለዎም ወነንቲ ተሽከርከርቲ ሰነዶኦም ክሳብ ሮቡዕ መስከረም 13/2019 ዓ.ም ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ።


ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

ሪጋዓይነት ተሽከርከርቲዝሕዝኦ በዝሒንወርሒ ማለት ን 22 ናይ ት/ቲ መዓልቲ
1ኣውቶቡስ60-63
2ቅጥቅጥ ባስ24-40
3ናይ ኤሌክትሪክ ሚኒባስ12-18
4ኮስተር24-30
4ናይ ኤሌክትሪክ ባስ24-30

ዘለኩም ተምሃሮ ብምምልላስ ከተገልግሉ ድሌት ዘለኩም ሰብ ዋናታት ክሳብ ሮቡዕ መስከረም 13/2019 ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ኣብ ቤት ት/ቲ ኣታዊ ክትገብሩ ንላቦ፡፡ድርጅትና ወይ ቤት ት/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ዘይግደድ ምዃኑ ንሕብር፡፡

ጨረታ መደብ

s