https://tenders.milkta.com/ti/display/20751

ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2019 8:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/


ቤት ት/ቲ አድቬንቲስት ንተምሃሮ ሰርቪስ ካብ 70 ካሬ ዘመላልሳ ተሽከርከርቲ አጫሪቱ ክጥቀም ስለዝደለየ

ሪጋዓይነት ተሽከርከርቲዝሕዝኦ በዝሒንወርሒ ማለት ን 22 ናይ ት/ቲ መዓልቲ
1ኣውቶቡስ60-63
2ቅጥቅጥ ባስ24-40
3ናይ ኤሌክትሪክ ሚኒባስ12-18
4ኮስተር24-30
4ናይ ኤሌክትሪክ ባስ24-30

ዘለኩም ተምሃሮ ብምምልላስ ከተገልግሉ ድሌት ዘለኩም ሰብ ዋናታት ክሳብ ሮቡዕ መስከረም 13/2019 ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ኣብ ቤት ት/ቲ ኣታዊ ክትገብሩ ንላቦ፡፡ድርጅትና ወይ ቤት ት/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ዘይግደድ ምዃኑ ንሕብር፡፡