አብ በጀት ዓመት 19 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2018 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንበጀት ዓመት 19 ዓ/ም ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ።
• ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎምን ኣብ ሰነድ ናይ ትካሎም ማህተም ዝግበሩን ክሆኑ ኣለዎም።
• ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 21/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ምውሳድ ይክኣል።
• ፕሮፎርማ ብዕለት 22/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ (ቢሮ ቁፅሪ 1) ይክፈት፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342402893 ምድዋል ይክኣል።

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -3

አብ በጀት ዓመት 19 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም:: ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪT መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር Specificatioሊኦም ከቅርቡ አለዎም::

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 21/12/2018 ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትክእሉ ::

• ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/12/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት::

• እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኸቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::

• ተጫረቲ እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ከመልኡ ኣለዎም።

• ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ዋጋ ምቅማጥ አይፍቀድን

• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፍ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

• ኣድራሻና ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 1 ዕደጋ ክፍለ::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 28 93 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s