
ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -3
አብ በጀት ዓመት 19 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም:: ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪT መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::
• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር Specificatioሊኦም ከቅርቡ አለዎም::
• መቅረብቲ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 21/12/2018 ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትክእሉ ::
• ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/12/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት::
• እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኸቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::
• ተጫረቲ እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ከመልኡ ኣለዎም።
• ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ዋጋ ምቅማጥ አይፍቀድን
• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፍ አለዎ
• ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
• ኣድራሻና ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 1 ዕደጋ ክፍለ::
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 28 93 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::