ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 02-
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔክ ማይክ ባትሪ ብምልጣን ዝምታን ዝመፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ ::
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም።
• ናይ 2010ዓ/ም ዝተሓደሰ ንዓዲ ፈቃድ ለከም"
• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ በ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።
• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር Specification መሊኡ ክቅርብ አለዎ።
• መቕረብቲ ካብ ዕለት 8/12/2018 ክሳብ 12/12/2018 ዓም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።
• ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/12/2010ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉላ ይኽፈት። ኣዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን "
• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ኣብቲ ኤጀንስና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም ። እብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን
• እብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
• ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::
ኣድራሻና፥ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ኣብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ።።
ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።
ድሕሪት