https://tenders.milkta.com/ti/display/20600

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔክ ማይክ ባትሪ ብምልጣን ዝምታን ዝመፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 02-

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔክ ማይክ ባትሪ ብምልጣን ዝምታን ዝመፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም።

• ናይ 2010ዓ/ም ዝተሓደሰ ንዓዲ ፈቃድ ለከም"

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ በ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር Specification መሊኡ ክቅርብ አለዎ።

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 8/12/2018 ክሳብ 12/12/2018 ዓም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።

• ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/12/2010ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉላ ይኽፈት። ኣዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን "

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ኣብቲ ኤጀንስና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም ። እብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

• እብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

ኣድራሻና፥ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ኣብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ።።

ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።