ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 22, 2018
posted: ቅድሚ 4 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 4 ብምምፃእ ምዉሳድ ትክእሉ
2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፅንሐሉ ንተከታታሊ መዓልቲ ካብ 14/10/2018 ዓም ክስብ 29/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
3 ተጫረቲ መክብሪ ጨረታ 4000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ዝክእሉ
4 ተወዳደርቲ ዝላዐለ ዋገ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን
5 ተጫረቲ ነቲ ንብረት በኣካል እንዳመፃእኩም ክትሪእዉ አለኩም
6 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ገንዘብ ከፊሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ የልዕል
7 እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን
8 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943668925