https://tenders.milkta.com/ti/display/20392

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
  • ቦታ:ላዕላይ ቆራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 4 ብምምፃእ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፅንሐሉ ንተከታታሊ መዓልቲ ካብ 14/10/2018 ዓም ክስብ 29/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

3 ተጫረቲ መክብሪ ጨረታ 4000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝላዐለ ዋገ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን

5 ተጫረቲ ነቲ ንብረት በኣካል እንዳመፃእኩም ክትሪእዉ አለኩም

6 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ገንዘብ ከፊሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ የልዕል

7 እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን

8 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943668925