ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳንን ጫማን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረትቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ቲን (TIN) ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ይግባእ።
* ተወዳደርቲ ናይቲ ዘቕርብዎ ክዳውንቲን ጫማን መርኣያ (Sample) ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ዋጋ መግለፂ ክሳብ ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣታዊ ዝግበር ኮይኑ፣ ጨረታ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።
* ተጫረትቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ቲን (TIN) ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ይግባእ።
* ተወዳደርቲ ናይቲ ዘቕርብዎ ክዳውንቲን ጫማን መርኣያ (Sample) ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ዋጋ መግለፂ ክሳብ ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣታዊ ዝግበር ኮይኑ፣ ጨረታ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።
ን2ይ ምልክታ ጨረታ ግዝኢት
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 'ዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ
2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ
3. ጨረታ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።
4. እተ እትቕርብዎ ክዳውንቲ /ጫማ መርኣያ/Sample ክተቕርቡ እትኽእሉ
| ተ.ቁ | ዝርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ | ስፐሲፊኬሽን | ነፀላ ዋጋ | ሓፈሻዊ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጁባ | ቑፅሪ | 02 | ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር | |||
| 2 | ስረ | ቑፅሪ | 02 | ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር | |||
| 3 | ሸሚዝ | ቑፅሪ | 02 | ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር | |||
| 4 | ቐምሽ | ቑፅሪ | 02 | ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር | |||
| 5 | ውሽጢ ቐምሽ | ቑፅሪ | ቑፅሪ | ቦብሊን | |||
| 6 | ጫማ ወዲ ተባዕታይ | ዕምዲ | 02 | ተረከዝ ዘይብሉ (ቆርበት/ቆርበት መሰል) | |||
| 7 | ጫማ ጓልኣንስተይቲ | ዕምዲ | 02 | ተረከዝ ዘይብሉ (ቆርበት/ቆርበት መሰል) | |||
| 8 | ካቦርት | ቑፅሪ | 03 | ዉሽጢ ዓዲ& |