https://tenders.milkta.com/ti/display/20320

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ን2ይ ምልክታ ጨረታ ግዝኢት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኸዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 'ዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

3. ጨረታ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።

4. እተ እትቕርብዎ ክዳውንቲ /ጫማ መርኣያ/Sample ክተቕርቡ እትኽእሉ

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒበዝሒስፐሲፊኬሽንነፀላ ዋጋሓፈሻዊ ዋጋ
1ጁባቑፅሪ02ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር
2ስረቑፅሪ02ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር
3ሸሚዝቑፅሪ02ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር
4ቐምሽቑፅሪ02ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር
5ውሽጢ ቐምሽቑፅሪቑፅሪቦብሊን
6ጫማ ወዲ ተባዕታይዕምዲ02ተረከዝ ዘይብሉ (ቆርበት/ቆርበት መሰል)
7ጫማ ጓልኣንስተይቲዕምዲ02ተረከዝ ዘይብሉ (ቆርበት/ቆርበት መሰል)
8ካቦርትቑፅሪ03ዉሽጢ ዓዲ&