ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2018 (9 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ


1 ተጫረቲ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግድን ዘለዎም ዘሐደሱን ክኮኑ ይግባእ

2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ : መለለይ ከፈላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ: ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን : ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 7000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ይግባእ

4 ን ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 22/10/2018 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/10/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ 22/10/2018 ዓም ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ

8 ኣብ ዝቀረብ ሰነድ ነፍሰ ወከፍ ክቢ ማሕተም ፊርማን ክግበረሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን መራገፍን ከቅርቡ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344401875

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s