ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር አብ ላጪ ቤት ፅሕፈት ኣብ መቐለ ከተማ ከባቢ ቤት ህንፀት መሰቦ ፕሮጀክት ካልኦት ፕሮጀክታትን ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት እዉን በራሚል :ናይ መኪና ባትሪ: ጎማ : ቁርፅራፅ ሓፂን: ዕንጨይትን ካልኦትን ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 15, 2018 3:05 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 4, 2018
posted: ቅድሚ 4 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ መዓልቲ 04/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/10/2018 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓታት ምውሳድ ይክኣል።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ንምውሳድ ዘይምለስ 1,000 ብር ክፍሊት ምእታው የድሊ።
* ሰነድ ጨረታ ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ዕድጋ ክውሰድ ይክኣል።
* ተጫረቲ ኣብቲ ዝወፅእ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተሓተቱ ዝርዝር ረቛሒታት ከማልኡ ይግበኦም።

1 ስለዚ አብዚ ጨረታ ምስታፉ እትደለዩ ተጫረቲ ዝርዝር ንብረት ክተማልእዉ ዝግበአኩም ረቆሒታት ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልከታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 4/10/2018 ዓም ክሳብ 15/10/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይመለስ 1000 ብር እናከፈለኩም ላጪ ካብ ዝርከብ ወና ቤት ፅሕፈት ዕድጋ ክፍሊ ክትወስዱ የፍልጥ

ጨረታ መደብ