https://tenders.milkta.com/ti/display/20232

ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር አብ ላጪ ቤት ፅሕፈት ኣብ መቐለ ከተማ ከባቢ ቤት ህንፀት መሰቦ ፕሮጀክት ካልኦት ፕሮጀክታትን ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት እዉን በራሚል :ናይ መኪና ባትሪ: ጎማ : ቁርፅራፅ ሓፂን: ዕንጨይትን ካልኦትን ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:1000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 15, 2018 3:05 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

1 ስለዚ አብዚ ጨረታ ምስታፉ እትደለዩ ተጫረቲ ዝርዝር ንብረት ክተማልእዉ ዝግበአኩም ረቆሒታት ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልከታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 4/10/2018 ዓም ክሳብ 15/10/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይመለስ 1000 ብር እናከፈለኩም ላጪ ካብ ዝርከብ ወና ቤት ፅሕፈት ዕድጋ ክፍሊ ክትወስዱ የፍልጥ