ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት (ናይ ፕሪንተርን ፎቶኮፒን ቐለም፣ ፕሮቶኮል መዝገብን 64GB ፍሌሽን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (TIN) ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ፕሮፎርማ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ቢሮ ጥዕና Block-B ክፍሊ ዕደጋ ካብ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም እስከ 16/08/2018 ዓ/ም ምእታው ይክኣል።
* እቲ ጨረታ ብዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ዝኸፈት ኮይኑ፣ ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ትእዛዝ ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ብዝሓፀረ እዋን ንብረት ከቕርብ ኣለዎ።

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ ሚያዝያ2018 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
IR-2016J
| ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል 151A | ብቁዕሪ | 26 | ||
| 2 | ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለም | Canon-C-EXV- 14 IR-2016J | ብቁፅሪ | 03 | ||
| 3 | ፕሮቶኮል መዝገብ | A3, 42x30 cm | ብቁፅሪ | 10 | ||
| 4 | ፍሌሽ /Flesh/ | 64GB | ብቁፅሪ | 15 |
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/08/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 16 /08/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::
5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::