
ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ ሚያዝያ2018 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
IR-2016J
| ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ኦርጅናል 151A | ብቁዕሪ | 26 | ||
| 2 | ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለም | Canon-C-EXV- 14 IR-2016J | ብቁፅሪ | 03 | ||
| 3 | ፕሮቶኮል መዝገብ | A3, 42x30 cm | ብቁፅሪ | 10 | ||
| 4 | ፍሌሽ /Flesh/ | 64GB | ብቁፅሪ | 15 |
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/08/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 16 /08/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::
5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::