ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 10:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ፓርትታት (ኦይል ፊልተር፣ ፊዉል ፊልተር፣ ዘይቲ ሞተር፣ ጎማን ካልኦትን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (TIN) ዘለዎምን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ዋጋ መቕረቢ ዶክመንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 42 ብኣካል ምሃብ ዝኸኣል ኮይኑ፣ ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ብሓፂር መዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
* እቲ ጨረታ ኣብ ዕለት 17/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 04:30 ዝኸፈት ኮይኑ፣ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 5+ መዓልቲ እዩ።

ምልኽታ ፕሮፎርማ/ብምዛር
ናይ መጋቢት ወርሒ 2018 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ኦይል ፊሊተር | 90915-yzzD4 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 2 | ፊዉል ፊሊተር | 23390-OL070 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 3 | ዘይቲ ሞተር | ጋሎን | 3 | |||
| 4 | ፓድ ኪት | 04465-OK390 | ሴት | 1 | ||
| 5 | ሹ ኪት | 04495-ok050 | ሴት | 1 | ||
| 6 | ኢሲ ክሊነር | 87139-58010 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 7 | ጎማ | 225/70 R17C | ቁፅሪ | 5 | ||
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም - ዕለት-16/06/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ
ብተመሳሳሊ ዕለት 17/07/2018 ሰዓት 04:30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒኡ ዝፀንሓሉ ግዜ 5+ማዓልቲ እዩ::
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 9.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ