https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19546

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልኽታ ፕሮፎርማ/ብምዛር

ናይ  መጋቢት ወርሒ 2018 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::


ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1ኦይል ፊሊተር90915-yzzD4ቁፅሪ1
2ፊዉል ፊሊተር23390-OL070ቁፅሪ1
3ዘይቲ ሞተርጋሎን3
4ፓድ ኪት04465-OK390ሴት1
5ሹ ኪት04495-ok050ሴት1
6ኢሲ ክሊነር87139-58010ቁፅሪ1
7ጎማ225/70 R17Cቁፅሪ5

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም - ዕለት-16/06/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ

ብተመሳሳሊ ዕለት 17/07/2018 ሰዓት 04:30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒኡ ዝፀንሓሉ ግዜ 5+ማዓልቲ እዩ::

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 9.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ