ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2016 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት 5/3/2016 ዓም
1 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ ከተማ መቀለ ኮይኑ ኣብ ቤት ምክሪ ኢንሹራንስ መድን ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ካብ 3/3/2016 ዓም ከሳብ 8/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ምዉሳድ ትክእሉ
2 ዝኮነ ሐበሬታ ንምሕታት ድማ ብቁፅሪ ስልኪ ሞባይል 0914708814 /0914012682 /0913967695